ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w25 ታሕሳስ ገጽ 32
  • የሆዋ ኼድሕነካ ኸም ዚኽእል እምንቶኻ ኣደልድል

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ኼድሕነካ ኸም ዚኽእል እምንቶኻ ኣደልድል
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2025
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ብምሉእ ልብኻ ብየሆዋ ተኣመን
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
  • እምንቶና ኣብ የሆዋ ክንገብር ይግባእ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1998
  • ኣብ የሆዋ ዘሎካ እምንቶ ኣደልድል
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2001
  • ንኣሕዋትካ እመኖም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2022
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2025
w25 ታሕሳስ ገጽ 32

ፕሮጀክት መጽናዕቲ

የሆዋ ኼድሕነካ ኸም ዚኽእል እምንቶኻ ኣደልድል

ዘሁልቍ 13:25–14:4 ኣንብብ እሞ፡ እስራኤላውያን ብየሆዋ ኸም ዘይተኣመኑ ርአ።

ነቲ ኣብ ከባቢኡ ዘሎ ሓሳብ መርምሮ። እስራኤላውያን ካብ ግብጺ ኣብ ዝወጹሉ እዋን፡ የሆዋ ኼድሕኖም ከም ዚኽእል ኪኣምኑ ዝነበሮም ስለምንታይ እዮም፧ (መዝ. 78:12-16, 43-53) ኣብ የሆዋ ዝነበሮም እምንቶ ዘጥፍኡ ስለምንታይ እዮም፧ (ዘዳ. 1:26-28) እያሱን ካሌብን ግና ኣብ የሆዋ እንታይ ዓይነት እምንቶ እዩ ነይርዎም፧—ዘሁ. 14:6-9።

ኣዕሚቝካ ዅዓት። እስራኤላውያን ኣብ የሆዋ ዘለዎም እምንቶ ንምድልዳል እንታይ ኪገብሩ ይኽእሉ ነይሮም፧ (መዝ. 9:10፣ 22:4፣ 78:11) ኣብ መንጎ እቲ ኣብ የሆዋ ዘሎና እምንቶን ንዕኡ ዘሎና ኣኽብሮትን እንታይ ምትእስሳር ኣሎ፧—ዘሁ. 14:11።

ትምህርቲ ርኸብ። ንርእስኻ ኸምዚ ኢልካ ሕተት፦

  • ‘እንታይ ኵነታት እዩ ኣብ የሆዋ ምሉእ ትውክልቲ ኸም ዘየሕድር ኪገብረኒ ዚኽእል፧’

  • ‘ሕጅን ኣብ መጻእን ነቲ ኣብ የሆዋ ዘሎኒ ትውክልቲ ብኸመይ ከደልድሎ እኽእል፧’

  • ‘ኣብቲ ብርቱዕ ጸበባ ብዛዕባ እንታይ እየ ምሉእ እምንቶ ዘሎኒ፧’—ሉቃ. 21:25-28።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ