ሕታም መጽናዕቲ
ጥሪ 2024
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 4 መጋቢት–7 ሚያዝያ 2024
© 2023 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
ጥቕሲ ዓመት 2024፦
“ምስ ዝፈርህ፡ ብኣኻ እእመን እየ።”—መዝ. 56:3።
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ። ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ donate.jw.org ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።