ሕታም መጽናዕቲ
ታሕሳስ 2023
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 5 ለካቲት–3 መጋቢት 2024
© 2023 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ። ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ donate.jw.org ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።
ስእሊ ገበር፦
ካብ ቅዱሳት ጽሑፋት እተማህሩ፡ ነቲ እተማህርዎ እውን ኣብ ግብሪ ዘውዓሉ ብዙሓት መንእሰያት ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ብሱላት ክርስትያናት ኰይኖም ኣለዉ (ዓንቀጽ መጽናዕቲ 52፡ ሕጡብ ጽሑፍ 21፡ ከምኡ እውን ዓንቀጽ መጽናዕቲ 53፡ ሕጡብ ጽሑፍ 19-20 ርአ)