ሕታም መጽናዕቲ
ጥቅምቲ 2023
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 11 ታሕሳስ 2023–7 ጥሪ 2024
© 2023 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ። ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ donate.jw.org ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።
ስእሊ ገበር፦
ነቲ ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ዚነብሩ ዅሎም ኣስተውዓልቲ ፍጡራት በቲ ንየሆዋ ዘለዎም ተኣማንነት ሓድነት ዚረኽቡሉ እዋን እሞ ብኣእምሮኻ ስኣሎ! (ዓንቀጽ መጽናዕቲ 44፡ ሕጡብ ጽሑፍ 8 ርአ)