ሕታም መጽናዕቲ
ሰነ 2023
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 14 ነሓሰ–10 መስከረም 2023
© 2023 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ። ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ donate.jw.org ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።
ስእሊ ገበር፦
ጊዴዎን ንቑሓት ንዝዀኑ 300 ሰብኡት ብምሕራይ፡ ብተኣዛዝነት ብዝሒ ሰራዊቱ ነከየ (ዓንቀጽ መጽናዕቲ 25፡ ሕጡብ ጽሑፍ 9 ርአ)