ሕታም መጽናዕቲ
ሚያዝያ 2023
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 5 ሰነ–9 ሓምለ 2023
© 2023 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ። ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ donate.jw.org ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።
ስእሊ ገበር፦
ያእቆብ ነቲ መታለሊ ዝዀነ ኣኮኡ ላባን ን20 ዓመት ኣብ ዘገልገለሉ እዋን፡ የሆዋ ባረኾ (ዓንቀጽ መጽናዕቲ 17፡ ሕጡብ ጽሑፍ 5 ርአ)