ሕታም መጽናዕቲ
ጥቅምቲ 2022
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 5 ታሕሳስ 2022–1 ጥሪ 2023
© 2022 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ። ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ donate.jw.org ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።
ስእሊ ገበር፦
ገለ ኻብቶም ብምኽንያት እቲ ንልዑላውነት የሆዋ ዘለዎም ተኣማንነት ተኣሲሮም ዝነበሩ ወይ ገና ተኣሲሮም ዘለዉ ኣሕዋትን ኣሓትን (ዓንቀጽ መጽናዕቲ 42፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1-2 ርአ)