ኣብ JW Libraryን JW.ORGን ዝወጸ
ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧
ልዕሊ 3,000 ዝዀኑ ሚስዮናውያን ወፍሪ ኣብ መላእ ዓለም የገልግሉ ኣለዉ። ዜድልዮም ዚማልኣሎም ብኸመይ እዩ፧
ንስድራ ቤት
ኣብ መንጎ ስራሕካን ሓዳርካን ሚዛንካ ኽትሕሉ ዚሕግዝ ሓሙሽተ ምኽሪ።
ተመክሮታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር
ኣብ ሓደ ቤት ትምህርቲ ዚምህሩ መምህራን ብዛዕባ ግዳያት መዳጐኒ ደንበታት ስርዓት ናዚ ኺምህሩ ኸለዉ ንናይ የሆዋ መሰኻኽር ከይጠቐስዎም ዘይሓልፉ ስለምንታይ እዮም፧