ኣብ Jw Libraryን JW.ORGን ዝወጸ
ተመክሮታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር
ኣብ ትሕቲ ጸቕጢ ንዚዓይዩ ሰራሕተኛታት ሆስፒታል ዚኸውን ሓገዝ
ኣብ ሓደ ሆስፒታል ዚዓይዩ ኣለይቲ ሕሙማትን ካልኦት ሰራሕተኛታትን፡ ኣብ እዋን ለበዳ ኮቪድ-19፡ ሓጋዚ ሓበሬታ ዝረኸቡ ብኸመይ እዮም፧
መንእሰያት ዚሓትትዎ
ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ህቡብ ምዃን ክሳዕ ክንደይ እዩ ኣገዳሲ፧
ገሊኦም ዝያዳ ሰዓብትን ተፈታውነትን ንምርካብ ህይወቶም ኣብ ሓደጋ የእትዉ። እሞኸ፡ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ህቡብ ምዃን የዋጽእ ድዩ፧
ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧
ንሚልዮናት ሰባት ዚጠቅም፡ ኣብያተ ጽሕፈት ትርጉም ማዕዶ
ተርጐምቲ ዚነብሩሉ ኸባቢ፡ ነቲ ትርጉም ብኸመይ ከም ዚጸልዎ ፍለጥ።