ኣብ JW Libraryን JW.ORGን ዝወጸ
ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧
ኣብ ዓመት ኣገልግሎት 2020፡ ብሚልዮናት ዚቝጸሩ ኣሕዋትና ብለበዳን ብባህርያዊ ሓደጋታትን ተጐዲኦም እዮም። ብኸመይ ኢና ሓጊዝናዮም፧
ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧ ርአ።
ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ቤተ መጻሕፍቲ > ዓምድታት > ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧ ርአ።
ንስድራ ቤት
ሰብኣይን ሰበይትን ብሓባር ኣብ ዚዀኑሉ እውን ከይተረፈ፡ እሂን ምሂን ከይብሃሃሉ ይኽእሉ እዮም። ሰብ ሓዳር መብዛሕትኡ ግዜኦም ብሓባር ኬሕልፍዎ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧
ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > ንስድራ ቤት ርአ።
ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ቤተ መጻሕፍቲ > ዓምድታት > ንስድራ ቤት ርአ።