ኣብ JW Libraryን JW.ORGን ዝወጸ
ተመክሮታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር
ቨርጂንያ፡ ሎክድ-ኢን ሲንድሮም ካብ ዚሕዛ 23 ዓመት ገይራ ኣላ፣ ክርስትያናዊ ተስፋኣ ግና የጸናንዓን ንኣእምሮኣ ይሕልወላን እዩ።
ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > ተመክሮታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ርአ።
ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ቤተ መጻሕፍቲ > ዓምድታት > ተመክሮታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር > ጸገማት ምጻር ርአ።
ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ
እስራኤላውያን ቀይሕ ባሕሪ ምስ ተሳገሩ፡ ነብዪት ሚርያም ንኣንስቲ እስራኤል እናመርሐት መዝሙር ዓወት ዘመረት። ካብ ህይወታ ብዛዕባ ትብዓትን እምነትን ትሕትናን ክንምሃር ንኽእል ኢና።
ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ ርአ።
ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ቤተ መጻሕፍቲ > ዓምድታት > ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ ርአ።