ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w22 ጥሪ ገጽ 1-32
  • ሕታም መጽናዕቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሕታም መጽናዕቲ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2022
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2022
w22 ጥሪ ገጽ 1-32
ግምቢ ዘብዐኛ ሕታም መጽናዕቲ፡ ጥሪ 2022።

ሕታም መጽናዕቲ

ጥሪ 2022

ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 28 ለካቲት–3 ሚያዝያ 2022

© 2021 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

ጥቕሲ ዓመት 2022፦

“እቶም ንየሆዋ ዚደልይዎ ግና፡ ገለ ጽቡቕ እኳ ኣይጐድሎምን።”—መዝ. 34:10

እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ። ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ donate.jw.org ርአ።

ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።

ስእሊ ገበር፦

ኣብቲ ብርቱዕ ጸበባ፡ ሓይልታት ጎግ ብዓል ማጎግ ናብ ኣባይትና መጺኦም መጥቃዕቲ ይፍንዉ ይዀኑ። ይኹን እምበር፡ የሱስን መላእኽቱን ነቲ ሽዑ ዚኸውን ስለ ዚፈልጥዎ፡ ንዓና እውን ስለ ዚከላኸሉልና፡ በዚ ንጸናናዕ ኢና (ዓንቀጽ መጽናዕቲ 1፡ ሕጡብ ጽሑፍ 13 ርአ)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ