ኣብ JW Libraryን JW.ORGን ዝወጸ
ተመክሮታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር
ኣብ ኒከራግዋ ዚርከባ ኣቝሻት ብማይ ምስ ኣዕለቕለቓ፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ጃልባኦም ተጠቒሞም ነቶም ሰራሕተኛታት ዕዮ ረድኤት ብምጕዕዓዝን ንነበርተን መንፈሳዊ መጸናንዒ ብምሃብን ሓጊዞምወን እዮም።
ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > ተመክሮታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ርአ።
ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ቤተ መጻሕፍቲ > ዓምድታት > ተመክሮታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር > ሓቂ መጽሓፍ ቅዱስ ምንጋር ርአ።
ካብ መዛግብትና
ናይ የሆዋ መሰኻኽር ነቶም ኣብ ጀርመን ዚነብሩ ክርስትያናት ብጾቶም ካልኣይ ውግእ ዓለም ምስ ተዛዘመ፡ ብኸመይ ሓጊዞምዎም፧
ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > ካብ መዛግብትና ርአ።
ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ቤተ መጻሕፍቲ > ዓምድታት > ካብ መዛግብትና ርአ።