ሕታም መጽናዕቲ
መስከረም 2021
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦1 ሕዳር–5 ታሕሳስ 2021
© 2021 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ። ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ donate.jw.org ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።
ስእሊ ገበር፦
ኣብ ብዘላ ምድሪ ዘለዉ ህዝቢ ኣምላኽ ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ምምስካር ተሓጒሶም ይሳተፉ (ዓንቀጽ መጽናዕቲ 37፡ ሕጡብ ጽሑፍ 13 ርአ)