ሕታም መጽናዕቲ
ግንቦት 2021
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 5 ሓምለ–1 ነሓሰ 2021
© 2021 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ። ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ donate.jw.org ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።
ስእሊ ገበር፦
የሱስ ናብ ሰማይ ምስ ዓረገ፡ ደቀ መዛሙርቱ ኣብ የሩሳሌምን ኣብ ካልእ ቦታታትን ብቕንኣት ይሰብኩ (ዓንቀጽ መጽናዕቲ 20፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ርአ)