ሕታም መጽናዕቲ
መጋቢት 2021
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 3 ግንቦት–6 ሰነ 2021
© 2020 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ። ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ donate.jw.org ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።
ስእሊ ገበር፦
ዳዊት ንኣባጊዕ ኣቦኡ ኺጓሲ ኸሎ፡ ሓላፍነት ዚስምዖን እሙንን እዩ ነይሩ፣ ካብ ድቢ እኳ ይከላኸለለን ነይሩ እዩ (ዓንቀጽ መጽናዕቲ 9፡ ሕጡብ ጽሑፍ 4 ርአ)