ሕታም መጽናዕቲ
ለካቲት 2021
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 5 ሚያዝያ–2 ግንቦት 2021
© 2020 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ። ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ donate.jw.org ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።
ስእሊ ገበር፦
ኣቢጋይል ንዳዊትን ንሰቡን ምግቢ ድሕሪ ምስዳዳ፡ ናብ ዳዊት ቀረበት። ኣብ ምድሪ ተደፊኣ ድሕሪ ምስጋድ ከኣ፡ ባዕሉ ሕነ ብምፍዳይ፡ ኣብ ዕዳ ደም ከይኣቱ ለመነቶ (ዓንቀጽ መጽናዕቲ 6፡ ሕጡብ ጽሑፍ 16 ርአ)