ሕታም መጽናዕቲ
ጥሪ 2021
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 1 መጋቢት–4 ሚያዝያ 2021
© 2020 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ። ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ donate.jw.org ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።
ስእሊ ገበር፦
እቶም ብዙሓት ህዝቢ ወለል ዚብል ጻዕዳ ኽዳውንቲ ተኸዲኖም፡ ኣብ ኣእዳዎም ጨናፍር ስየ ሒዞም፡ ኣብ ቅድሚ እቲ ዚደጕሕ ዝፋን ኣምላኽን ኣብ ቅድሚ እቲ ገንሸልን ደው ይብሉ (ዓንቀጽ መጽናዕቲ 3፡ ሕጡብ ጽሑፍ 7 ርአ)