1-7 ሓምለ
መዝሙር 57–59
መዝሙር 148ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ንጉስ ሳኦልን ሰቡን ዳዊት ምስ ኣምለጦም
1. የሆዋ ንተግባራት እቶም ንህዝቡ ዚጻረሩ የፍሽሎ
(10 ደቒቕ)
ዳዊት ካብ ንጉስ ሳኦል ኪሕባእ ተገዲዱ (1ሳሙ 24:3፣ መዝ 57፡ ልዕለ ጽሑፍ)
የሆዋ ንውዲት ተጻረርቲ ዳዊት ኣፍሺልዎ (1ሳሙ 24:7-10, 17-22፣ መዝ 57:3)
ተግባራት ተጻረርቲ መብዛሕትኡ ግዜ ናብ ርእሶም ይግልበጥ (መዝ 57:6፣ bt 220-221¶14-15)
ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ምጽራር ኬጋጥመኒ ኸሎ ኣብ የሆዋ ኽውከል ዝኽእል ብኸመይ እየ፧’—መዝ 57:2።
2. መንፈሳዊ ሃብቲ
(10 ደቒቕ)
መዝ 57:7—ጽኑዕ ልቢ ምጥራይ ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ (w23.07 18-19 ¶16-17)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ
(4 ደቒቕ) መዝ 59:1-17 (th መጽናዕቲ 12)
4. ጽንዓት—ጳውሎስ እንታይ ገይሩ፧
(7 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ፡ ድሕሪኡ፡ ንlmd ትምህርቲ 7 ነጥቢ 1-2 ተመያየጡሉ።
5. ጽንዓት—ንጳውሎስ ምሰሎ
(8 ደቒቕ) ኣብ lmd ትምህርቲ 7 ነጥቢ 3-5 ኸምኡ ድማ “ኣብዚ እውን ርአ” ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ።
መዝሙር 65
6. ነታ ጉባኤ ዜድሊ
(15 ደቒቕ)
7. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ
(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 12 ¶1-6፡ ኣብ ገጽ 96 ዘላ ሳጹን