ሕታም መጽናዕቲ
ጥሪ 2020
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 2 መጋቢት–5 ሚያዝያ 2020
© 2019 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
ጥቕሲ ዓመት 2020፦
“ኪዱ . . . እናኣጥመቕኩም ደቀ መዛሙርቲ ግበሩ።”—ማቴ. 28:19።
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ። ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ donate.jw.org ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።
ስእሊ ገበር፦
የሱስ ድሕሪ ትንሳኤኡ ምስ ሃዋርያቱን ምስ ካልኦትን ኣብ ገሊላ ምስ ተራኸበ፡ “ኪዱ . . . ደቀ መዛሙርቲ ግበሩ” ዚብል ትእዛዝ ሃቦም (ዓንቀጽ መጽናዕቲ 1፡ ሕጡብ ጽሑፍ 3-4 ርአ)