ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ሕዳር ገጽ 15
  • ስእለ ጽዩፍ ጐዳኢ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ስእለ ጽዩፍ ጐዳኢ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ስለምንታይ እየ ኻብ ስእለ-ጽዩፍ ክርሕቕ ዘሎኒ፧
    መንእሰያት ዚሓትዎ ሕቶታትን ተግባራዊ መልስታቱን፡ 2ይ ጥራዝ
  • ስእለ ጽዩፍ—ጕድኣት ዘይብሉ ድዩ ወይስ ሓደገኛ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • ስእለ ጽዩፍ ስእለ ጽዩፍ
    ንቕሑ!—2013
  • ኣብ የሆዋ ኸም እንውከል ዜርኢ ውሳነታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ሕዳር ገጽ 15

ክርስትያናዊ ህይወት

ስእለ ጽዩፍ ጐዳኢ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧

ሎሚ፡ ስእለ ጽዩፍ ብቐሊሉ ኣብ ፈቐዶኡ ኺርከብ ይከኣል እዩ። ብዙሓት ሃይማኖተኛታት ከም ዝዀኑ ዚዛረቡ ሰባት እውን ከይተረፈ፡ ስእለ ጽዩፍ ጐዳኢ ኸም ዘይኰነ እዮም ዚሓስቡ።

ስእልታት፦ “ስእለ ጽዩፍ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሓጢኣት ድዩ፧” ካብ ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ። 1. ክልተ ሰብኡትን ሓንቲ ሰበይትን ኣብ ፌርማታ ኣውቶቡስ ሞባይሎም ይጥቀሙ። እቶም ክልተ ሰብኡት “XXX” ምልክት ዘለዎ ነገራት ይርእዩ። 2. ጸኒሑ ግና፡ እቲ ሓደ ሰብኣይን ሰበይቱን ነታ ኣብ jw.org ዝወጸት “መጽሓፍ ቅዱስ ንስእለ ጽዩፍ ይዅንኖ ድዩ፧” ዘርእስታ ዓንቀጽ የንብቡ።

ነታ ስእለ ጽዩፍ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሓጢኣት ድዩ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዛ እትስዕብ ሕቶ መልሳ፦

እዚ ዚስዕብ ጥቕስታት፡ ኣምላኽ ንስእለ ጽዩፍ ብኸመይ ከም ዚርእዮ ንኽንርዳእ ዚሕግዘና ብኸመይ እዩ፧

  • 1ቈረ 6:9, 10

  • ማቴ 5:28

  • ቈሎ 3:5

  • ያእ 1:14, 15

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ