ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ሕዳር ገጽ 14
  • 25-31 ታሕሳስ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 25-31 ታሕሳስ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ሕዳር ገጽ 14

25-31 ታሕሳስ

እዮብ 30-31

  • መዝሙር 28ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “እዮብ ስነ ምግባራዊ ንጽህናኡ ዝሓለወ ብኸመይ እዩ፧”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • እዮ 31:35—ሓደ ሰብ ጭንቀቱ ምስ ዚነግረና፡ ከም ፈተውቲ እዮብ ክንከውን ዘይብልና ብኸመይ ኢና፧ (w05 15/11 11 ¶3)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) እዮ 31:15-40 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነቲ ብዓል ቤት መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ እንመርሓሉ መደብ ግለጸሉ፣ ካርድ ኣድራሻ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ድማ ሃቦ። (th መጽናዕቲ 1)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነቲ ብዓል ቤት ናብ ኣኼባ ዓድሞ፡ ድሕሪኡ ነታ ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እዩ ዚግበር፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 11)

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ) g16.4 8-9—ፍረ ነገር፦ ነቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ግብረ ሶዶም ዘለዎ ኣረኣእያ ኸመይ ገይረ ኽገልጾ እኽእል፧ (th መጽናዕቲ 14)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 36

  • “ስእለ ጽዩፍ ጐዳኢ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧”፦ (7 ደቒቕ) ምይይጥን ቪድዮን።

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (8 ደቒቕ)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) bt ምዕ. 4 ¶1-8

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 74ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ