ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ሃብቲ መለክዒ ጽድቂ ኣይከውንን
ሶፋር፡ ኣምላኽ ሃብቲ እኩያት ከም ዚወስድ ብምዝራብ፡ እዮብ ሓጥእ ከም ዝዀነ ኣሚቱ (እዮ 20:5, 10, 15)
እዮብ ድማ “ስለምንታይ እዮም እኩያት . . . ዚህብትሙ፧” ኢሉ መለሰ (እዮ 21:7-9)
ኣብነት የሱስ፡ ጻድቃን ከይህብትሙ ኸም ዚኽእሉ የርኢ (ሉቃ 9:58)
ንምስትንታን ዚኸውን፦ ሓደ ጻድቕ ሰብ፡ ሃብታም ይኹን ድኻ ብዘየገድስ፡ ቀዳምነት ዚህቦ ንምንታይ እዩ፧—ሉቃ 12:21፣ w07 1/8 29 ¶12።