ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ሕዳር ገጽ 5
  • ንክርስትያናት ብጾትካ ኣይትጠንጥኖም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንክርስትያናት ብጾትካ ኣይትጠንጥኖም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ብየሆዋ ተስፋ ግበር”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2022
  • መአረምታ እተቐበለ ኣብነታዊ ሰብኣይ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2000
  • እዮብ ንስም የሆዋ ልዕል ኣበለ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • “ንጽህናይ ኣይሓድግን እየ!”
    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ሕዳር ገጽ 5

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንክርስትያናት ብጾትካ ኣይትጠንጥኖም

እዮብ ኣዝማድ ርሒቖምዎ (እዮ 19:13)

ቈልዑን ገላውኡን ንዒቖምዎ (እዮ 19:16, 18)

ናይ ቀረባ ፈተውቱ ተገምጢሎምዎ (እዮ 19:19)

ሰብ ሓዳር ንሓንቲ እተጸገመት ሓብቲ ይሕግዝዋ። እታ ሓብቲ ብድንጋጽ ጽን ኢላ ትሰምዓ፡ ሰብኣያ ድማ ክሽነኣ የዐርየላ።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ኣብ ዜጨንቕ ኵነታት ንዘለዉ ክርስትያናት ብጾተይ ብቐጻሊ ፍቕሪ ኸርእዮም ዝኽእል ብኸመይ እየ፧’—ምሳ 17:17፣ w22.01 16 ¶9፣ w21.09 30 ¶16፣ w90 1/9 22 ¶20።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ