6-12 ሕዳር
እዮብ 13-14
መዝሙር 151ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ሰብ እንተ ሞይቱ፡ መሊሱዶ ህያው ኪኸውን ይኽእል እዩ፧”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) እዮ 13:1-28 (th መጽናዕቲ 12)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ መጽሓፍ ቅዱስ—2ጢሞ 3:16, 17 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ኣብታ ቪድዮ ንዘሎ ሕቶታት ንሰማዕቲ ሕተቶም።
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ንብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 2)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff 1ይ ክፋል ሕቶታት ክለሳ 1-5 (th መጽናዕቲ 19)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ኣዋህሊልካ ኣቐምጥ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥን ቪድዮን። ብሽማግለ ዚቐርብ። ንረብሓታት መንግስቲ ኣምላኽ ንምድጋፍ ስለ ዘዋህለለት ነታ ጉባኤ ነኣዳ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) bt ምዕ. 1 ¶16-21
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 76ን ጸሎትን