ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 መስከረም ገጽ 12
  • 23-29 ጥቅምቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 23-29 ጥቅምቲ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 መስከረም ገጽ 12

23-29 ጥቅምቲ

እዮብ 8–10

  • መዝሙር 107ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ብተኣማንነት እትርአ ፍቕሪ ኣምላኽ ካብ ናይ ሰይጣን ሓሶት ተዕቍበና”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • እዮ 9:32—ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋት ንምርዳኡ ዜጸግም ጥቕሲ እንተ ኣጋጢሙና፡ እንታይ ክንገብር ኣሎና፧ (w10 15/10 6-7 ¶19-20)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) እዮ 9:20-35 (th መጽናዕቲ 11)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 17)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ንብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ኣበርክት፣ ነታ “ካብዚ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ከመይ ጌርካ ኣጸቢቕካ ኽትጥቀም ትኽእል፧” ዘርእስታ ዓንቀጽ ኣሕጽር ኣቢልካ ተመያየጠላ። (th መጽናዕቲ 3)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 16 ነጥቢ 6ን ገሊኦም ከምዚ ይብሉን (th መጽናዕቲ 14)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 109

  • “ዘይሃይማኖተኛታት ሰባት ንፈጣሪኦም ኪፈልጡ ሓግዞም”፦ (10 ደቒቕ) ቪድዮን ምይይጥን።

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (5 ደቒቕ)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) bt “ካብ ኣመሓዳሪ ኣካል እተላእከት ደብዳበ” ኸምኡ እውን ምዕ. 1 ¶1-7

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 64ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ