ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 መስከረም ገጽ 2
  • 4-10 መስከረም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 4-10 መስከረም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 መስከረም ገጽ 2

4-10 መስከረም

ኣስቴር 1-2

  • መዝሙር 137ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ከም ኣስቴር ትሑት ክትከውን ጽዓር”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ኣስ 2:5—ብዛዕባ ማርዶካይ ንዚገልጽ ዛንታ መጽሓፍ ቅዱስ ኪድግፍ ዚኽእል እንታይ መርትዖ ኣሎ፧ (w22.11 31 ¶3-6)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ኣስ 1:13-22 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ መንግስቲ ኣምላኽ—ማቴ 6:9, 10 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ኣብታ ቪድዮ ንዘሎ ሕቶታት ሕተት።

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ንብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 1)

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ) w20.11 12-14 ¶3-7—ፍረ ነገር፦ ካብ የሱስን ካብ መላእኽትን ዚርከብ ረድኤት። (th መጽናዕቲ 14)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 106

  • መዛኑኻ እንታይ ይብሉ፧—ኣካላዊ ትርኢት፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ብዛዕባ ኣካላዊ ትርኢት ሚዛናዊ ኣርኣእያ ምሓዝ ከቢድ ኪኸውን ዚኽእል ስለምንታይ እዩ፧

    ኣብ 1 ጴጥሮስ 3:3, 4 ዚርከብ መሰረታዊ ስርዓት ብዛዕባ ርእስና ሚዛናዊ ኣርኣእያ ኽንሕዝ ኪሕግዘና ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧

  • ውድባዊ ዕማማት፦ (10 ደቒቕ) ነታ ንመስከረም እተዳለወት ውድባዊ ዕማማት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 56 ከምኡ እውን ተወሳኺ ሓበሬታ 6ን 7ን

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 101ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ