ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ሓምለ ገጽ 7
  • 31 ሓምለ–6 ነሓሰ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 31 ሓምለ–6 ነሓሰ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ሓምለ ገጽ 7

31 ሓምለ–6 ነሓሰ

ነህምያ 3–4

  • መዝሙር 143ን ጸሎትን

  • እተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ንናይ ጕልበት ስራሕ ከም ዜሕስረካ ጌርካ ዲኻ እትርእዮ፧”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ነህ 4:17, 18​—ሓደ ሰብ ብሓደ ኢዱ ጥራይ ዕዮ ህንጸት ኪዓዪ ዚኽእል ከመይ ገይሩ እዩ፧ (w06 1/2 9 ¶1)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ነህ 3:15-24 (th መጽናዕቲ 2)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ምላሽ ሃበሉ። (th መጽናዕቲ 3)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነቲ ኣብ ድሕሪት ገበር ብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ዘሎ ሓሳብ ተመያየጠሉ፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ድማ ኣጀምር። (th መጽናዕቲ 12)

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ) km 11/12 1—ፍረ ነገር፦ ብጻዕርኻ ባህ ይበልካ። (th መጽናዕቲ 10)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 91

  • ምስ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምዕያይ፦ (8 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዛ እትስዕብ ሕቶ ሕተቶም፡ እዛ ቪድዮ እዚኣ፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ስራሕ እነርእዮ ጠባይ ምስክርነት ንምሃብ ብኸመይ ከም ዚጠቕመና እንታይ ትምህረና፧

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (7 ደቒቕ)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 52

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 29ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ