ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ግንቦት ገጽ 10
  • 5-11 ሰነ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 5-11 ሰነ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ግንቦት ገጽ 10

5-11 ሰነ

2 ዜና መዋእል 30-31

  • መዝሙር 87ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ምትእኽኻብ ንዓና ጽቡቕ እዩ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 2ዜና 30:20—ካብቲ የሆዋ ንህዝቅያስ ዝሰምዓሉ መገዲ እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧ (w18.09 6 ¶14-15)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ዜና 31:11-21 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። (th መጽናዕቲ 20)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ንብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ኣበርክት፣ ብትምህርቲ 01 ጌርካ ድማ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። (th መጽናዕቲ 18)

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ) w19.01 11-12 ¶13-18—ፍረ ነገር፦ ኣብ ኣኼባታት ሓሳባት ብምሃብ ንየሆዋ ወድሶ። (th መጽናዕቲ 16)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 74

  • ዓርኪ የሆዋ ኹን—ሓሳብ ንምሃብ ተዳሎ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ቈልዑ እንተ ኣልዮም ነዚ ዚስዕብ ሕተቶም፦ ኣብ ኣኼባ ሓሳብ ንምሃብ ክትዳሎ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧ ሓሳብ ክንህብ ኣጋጣሚ እኳ እንተ ዘይረኸብና ሕጉሳት ክንከውን እንኽእል ስለምንታይ ኢና፧

  • ውድባዊ ዕማማት፦ (10 ደቒቕ) ነታ ንሰነ እተዳለወት ውድባዊ ዕማማት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lff ክለሳ 3ይ ክፋል

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 115ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ