ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ግንቦት ገጽ 7
  • 22-28 ግንቦት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 22-28 ግንቦት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ግንቦት ገጽ 7

22-28 ግንቦት

2 ዜና መዋእል 25-27

  • መዝሙር 80ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “የሆዋ ኻብኡ ዚበዝሕ ኪህበካ ይኽእል እዩ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 2ዜና 26:4, 5—መንፈሳዊ ኣማኻሪ ጥቕሚ ምዃኑ ኻብ ኣብነት ዑዝያ እንታይ ንምሃር፧ (w07 15/12 10 ¶1-2)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ዜና 25:1-13 (th መጽናዕቲ 12)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። ነቲ ብዓል ቤት መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብናጻ ኸም እንመርሕ ግለጸሉ፣ ካርድ ኣድራሻ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ድማ ሃቦ። (th መጽናዕቲ 2)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። ነቲ ብዓል ቤት መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብናጻ ኸም እንመርሕ ግለጸሉን ካርድ ኣድራሻ jw.org ሃቦን። (th መጽናዕቲ 15)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 10 መእተውን ነጥቢ 1-3ን (th መጽናዕቲ 3)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 136

  • ንናይ ዘለኣለም ህይወት መስዋእቲ ምኽፋል ኣየጣዕስን (ማር 10:29, 30)፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕተቶም፦ እቲ የሱስ ኣብ ማርቆስ 10:29, 30 ዘተስፈዎ ተስፋ እንታይ ክንገብር እዩ ዚድርኸና፧ የሱስ ኣብ ፈለማ፡ ኣሕዋቱ ብእኡ ብዘይምእማኖም እንታይ ተሰሚዕዎ፧ ብዛዕባ እቶም ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዘይኰኑ ኣባላት ስድራ ቤትና እንታይ ኢና ኽንርስዕ ዘይብልና፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 46

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 51ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ