ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ግንቦት ገጽ 2
  • 1-7 ግንቦት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 1-7 ግንቦት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ግንቦት ገጽ 2

1-7 ግንቦት

2 ዜና መዋእል 17-19

  • መዝሙር 114ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ንኻልኦት ከምቲ የሆዋ ዚርእዮም ጌርካ ርኣዮም”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 2ዜና 17:9—ካብቲ ዮሳፋጥ ዝወደቦ ወፈራ ትምህርቲ፡ እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧ (w17.03 20 ¶10-11)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ዜና 17:1-19 (th መጽናዕቲ 11)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ መጽሓፍ ቅዱስ—ሮሜ 15:4 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ኣብታ ቪድዮ ንዘሎ ሕቶታት ንሰማዕቲ ሕተቶም።

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 18)

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ) w21.05 17-18 ¶11-15—ፍረ ነገር፦ ሰባት ዘይግዱሳት ኪዀኑ ኸለዉ፡ ኣወንታዊ ኹን። (th መጽናዕቲ 16)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 104

  • “ንርእስኻ፡ ከምቲ የሆዋ ዚርእያ ጌርካ ርኣያ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥን ቪድዮን።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ጽማቝ እቲ ዝነጸረ ትምህርትታት፡ ሕቶ 5-8

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 96ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ