ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 መጋቢት ገጽ 5
  • 20-26 መጋቢት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 20-26 መጋቢት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 መጋቢት ገጽ 5

20-26 መጋቢት

2 ዜና መዋእል 1-4

  • መዝሙር 41ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ንጉስ ሰሎሞን ዘይጥበባዊ ውሳነ ገይሩ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 2ዜና 1:11, 12—ካብዚ ጸብጻብ ብዛዕባ ብሕታዊ ጸሎትና እንታይ ንምሃር፧ (w05 1/12 19 ¶6)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ዜና 4:7-22 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ፦ (3 ደቒቕ) መሳርሕትኻ፡ መማህርትኻ ወይ ዘመድካ ዓድም። (th መጽናዕቲ 2)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ንሓደ ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ እተቐበለን ተገዳስነት ዘርኣየን ተመላሊስካ ምብጻሕ ግበረሉ። መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብናጻ ኸም እንመርሕ ግለጽ፡ ንብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ድማ ኣበርክት። ነታ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 17)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 09 ነጥቢ 5 (th መጽናዕቲ 9)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 19

  • ነታ ልዕሊ ዅሉ እተገድስ መዓልቲ ኸተኽብር ትዳሎዶ ኣለኻ፧፦ (15 ደቒቕ) መደረን ቪድዮን። ብሓላው ኣገልግሎት ዚቐርብ። ናብ በዓል ዝኽሪ ንምዕዳም ብዛዕባ ዚግበር ዘሎ ወፈራ ጸብጻብ ኣቕርብ። ጽቡቕ ተመክሮ ንዝረኸቡ ኣስፋሕቲ ቓለ መጠይቕ ግበረሎም። ነቲ ኣብ ገጽ 8ን 9ን ዘሎ መደብ ናይ በዓል ዝኽሪ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ሓብርን ንዅሎም ልቦም ኬዳልዉ ኣተባብዓዮምን። (እዝ 7:10) ኣብታ በዓል ዝኽሪ እትበዓለላ ምሸት ንኣጋይሽና ብኸመይ ብዉዕዉዕ ስምዒት ክንቅበሎም ከም እንኽእል ተዛረብ። (ሮሜ 15:7፣ mwb16.03 2) ነታ ቅጫ በዓል ዝኽሪ ዚዳለወሉ መገዲ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 21 ¶13-18

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 135ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ