ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 መጋቢት ገጽ 2
  • 6-12 መጋቢት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 6-12 መጋቢት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 መጋቢት ገጽ 2

6-12 መጋቢት

1 ዜና መዋእል 23-26

  • መዝሙር 123ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ኣምልኾ ቤተ መቕደስ ኣጸቢቑ ተወዲቡ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 1ዜና 25:7, 8—እዘን ፍቕድታት ንየሆዋ መዝሙር ውዳሰ ምዝማር፡ ኣገዳሲ ምዃኑ ዚሕብራ ብኸመይ እየን፧ (w22.03 22 ¶10)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ዜና 23:21-32 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ዕድመ በዓል ዝኽሪ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ወፈራ ዕድመ በዓል ዝኽሪ ርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ኣብታ ቪድዮ ንዘላ ሕቶ ንሰማዕቲ ሕተቶም።

  • ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። እቲ ብዓል ቤት ተገዳስነት ምስ ኣርአየ፡ ነታ ሞት የሱስ ዘክር ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 11)

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ) w11 1/6 14-15—ፍረ ነገር፦ ክርስትያናት እተወደቡ ስለምንታይ እዮም፧ (th መጽናዕቲ 14)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 101

  • “ሓደጋ ምስ ኣጋጠመ ብኸመይ ክትሕግዝ ትኽእል፧”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥን ቪድዮን።

  • ቀዳም 11 መጋቢት ዚጅምር ወፈራ በዓል ዝኽሪ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ወረቐት ዕድመ ኣሕጽር ኣቢልካ ግለጻ። ንፍሉይ መደረን ንበዓል ዝኽርን ብዚምልክት፡ ክሊ እታ ጉባኤ ንምሽፋን እተገብረ ምድላዋት ግለጽ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 21 ¶1-6፡ መእተዊ ቪድዮ፡ ሳጹን 21ሀ

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 127ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ