ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 መስከረም ገጽ 2
  • 5-11 መስከረም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 5-11 መስከረም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 መስከረም ገጽ 2

5-11 መስከረም

1 ነገስት 9-10

  • መዝሙር 10ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ንየሆዋ ስለቲ ጥበቡ ወድሶ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 1ነገ 10:10, 14—ንጉስ ሰሎሞን ዚውንኖ ዝነበረ ብዝሒ ወርቂ እተጋነነ ኸም ዘይነበረ እንታይ መርትዖ ኣሎ፧ (w08 1/11 22 ¶4-6)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ነገ 10:1-13 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ—መዝ 37:29 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ኣብታ ቪድዮ ንዘሎ ሕቶታት ንሰማዕቲ ሕተቶም።

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንምጅማር ዚግበር ወፈራ እተዳለወ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 1)

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) በቲ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንምጅማር ዚግበር ወፈራ እተዳለወ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ብብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ብትምህርቲ 01 ኸኣ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። (th መጽናዕቲ 13)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 80

  • “ንመዓልታዊ ህይወትካ ዚኸውን ጥበብ ኣብ JW.ORG ድለ”፦ (8 ደቒቕ) ምይይጥ። ሰማዕቲ መዓልቲ መዓልቲ ንዜጋጥሞም ጸገማት መጽሓፍ ቅዱሳዊ ጥበብ ኪደልዩ ኸለዉ፡ ኣብ jw.org ኬናድዩ ኣተባብዓዮም።

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (7 ደቒቕ)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 12 ¶15-21

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 90ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ