ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ሓምለ ገጽ 11
  • 15-21 ነሓሰ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 15-21 ነሓሰ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ሓምለ ገጽ 11

15-21 ነሓሰ

1 ነገስት 5-6

  • መዝሙር 122ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ካብ ልቦም ብትግሃት ሃነጹ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 1ነገ 6:1—እዛ ጥቕሲ እዚኣ ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ተብርህ፧ (g 5/12 17፡ ሳጹን)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ነገ 5:1-12 (th መጽናዕቲ 12)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ኣብ ድሕሪት ገበር ብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ዘሎ ሓሳባት ተጠቒምካ ዝርርብ ጀምር። ተመሊስካ ኽትመጽእን ነታ ኣብ ኣርእስቲ ትምህርቲ 01 ዘላ ሕቶ ኽትምልስን ቈጸራ ግበር። (th መጽናዕቲ 11)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ንብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ንዝወሰደ ሰብ ብጽሓዮን መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም ዚምራሕ ኣርእዮን። (th መጽናዕቲ 2)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 06 ነጥቢ 5 (th መጽናዕቲ 9)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 91

  • ኣብ ህንጸት ኣዳራሻት መንግስቲ ኣምላኽ፡ ኢድ የሆዋ ትርአ፦ (15 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ የሆዋ ነቲ ኣብ ማይክሮነዥያ ዝካየድ ዝነበረ ዕዮ ህንጸት ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ከም ዝባረኾ ዘርኢ እንታይ ተመክሮ ኣሎ፧ መንፈስ ቅዱስ ኣብ ቲኦክራስያዊ ዕዮ ህንጸት እንታይ እጃም ነይርዎ፧ ንስኻ ኣብ እተሳተፍካሉ ቲኦክራስያዊ ዕዮ ህንጸት፡ በረኸት የሆዋ ዝረኣኻ ብኸመይ ኢኻ፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 11 ¶18-26፡ ሳጹን 11ሀ

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 77ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ