ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ሓምለ ገጽ 8
  • 1-7 ነሓሰ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 1-7 ነሓሰ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ሓምለ ገጽ 8

1-7 ነሓሰ

1 ነገስት 1-2

  • መዝሙር 98ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ካብ ጌጋኻ ትምሃር ዲኻ፧”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 1ነገ 2:37, 41-46—ካብ ጌጋ ሺምዒ እንታይ መለበሚ ኽንረክብ ንኽእል፧ (w05 1/7 30 ¶1)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ነገ 1:28-40 (th መጽናዕቲ 2)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ካርድ ኣድራሻ jw.org ሃብ። (th መጽናዕቲ 11)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ነታ ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እዩ ዚግበር፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋልጣን ነቲ ብዓል ቤት ናብ ኣኼባታትና ዓድሞን። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 20)

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ) km 15/1 2 ¶1-3—ፍረ ነገር፦ ካብቶም ኣብ ኣገልግሎት ውጽኢታውያን ዝዀነ ኣስፋሕቲ ተምሃር። (th መጽናዕቲ 13)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 84

  • “ንሓድሽ ኣገልግሎት ዓመት ሸቶ ኣውጽእ—ኣብ ቤት ትምህርቲ ወንጌላውያን መንግስቲ ኣምላኽ ንምእታው ኣመልክት”፦ (7 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ብእምነት ናብ ኣፍ ደገ ዕዮ እቶ​—ኣብ ቤት ትምህርቲ ወንጌላውያን መንግስቲ ኣምላኽ ንምእታው ኣመልክት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • “ንሓድሽ ኣገልግሎት ዓመት ሸቶ ኣውጽእ—ኣብ ቲኦክራስያዊ ፕሮጀክት ህንጸት ሓግዝ”፦ (8 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ብእምነት ናብ ኣፍ ደገ ዕዮ እቶ—ኣብ ቲኦክራስያዊ ፕሮጀክት ህንጸት ሓግዝ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 11 ¶1-8፡ መእተዊ ቪድዮ

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 60ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ