ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ሓምለ ገጽ 7
  • 25-31 ሓምለ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 25-31 ሓምለ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ሓምለ ገጽ 7

25-31 ሓምለ

2 ሳሙኤል 23-24

  • መዝሙር 76ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “መስዋእቲ ተቕርብ ዲኻ፧”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 2ሳሙ 23:15-17—ዳዊት ነቲ ማይ ምስታይ ዝኣበየ ስለምንታይ እዩ፧ (w05 15/5 19 ¶6)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ሳሙ 23:1-12 (th መጽናዕቲ 11)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ኣብ ድሕሪት ገበር ብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ዘሎ ሓሳባት ተጠቒምካ ምይይጥ ጀምር። ተመሊስካ ኽትመጽእን ነታ ኣብ ኣርእስቲ ትምህርቲ 01 ዘላ ሕቶ ኽትምልስን ቈጸራ ግበር። (th መጽናዕቲ 9)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ንሓደ ብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ዝወሰደ ሰብ ተመሊስካ ብጽሓዮ፣ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም ዚምራሕ ድማ ኣርእዮ። (th መጽናዕቲ 3)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 05 ጽማቝን ክለሳን ሸቶን (th መጽናዕቲ 19)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 17

  • ብፍታው ሰውእ (መዝ 54:6)፦ (9 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • ዓርኪ የሆዋ ኹን—መስዋእቲ ግበር፦ (6 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ኣቐዲምካ ንዝሓረኻዮም ቈልዑ (እንተ ኣልዮም) ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ሶፍያን ካሌብን እንታይ መስዋእቲ እዮም ገይሮም፧ ኣብነት የሱስ ንካሌብ ዝሓገዞ ብኸመይ እዩ፧ ንየሆዋን ንኻልኦትን እንታይ መስዋእቲ ኢኻ ጌርካ፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 10 ¶13-17፡ ሳጹናት 10ለ፡ 10ሐ

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 71ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ