11-17 ሓምለ
2 ሳሙኤል 20-21
መዝሙር 62ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“የሆዋ፡ ኣምላኽ ፍትሒ እዩ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
2ሳሙ 21:15-17—ካብዚ ጸብጻብ እዚ እንታይ ንምሃር፧ (w13 15/1 31 ¶14)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ሳሙ 20:1-13 (th መጽናዕቲ 2)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ተመላሊስካ ምብጻሕ፡ ዕላማ ኣምላኽ—ኢሳ 55:11 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ኣብታ ቪድዮ ንዘሎ ሕቶታት ንሰማዕቲ ሕተቶም።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነቲ ብዓል ቤት መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ እንመርሓሉ መደብ ግለጸሉ፣ ካርድ ኣድራሻ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ድማ ሃቦ። (th መጽናዕቲ 4)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ንብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ኣበርክት፣ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም ዚምራሕ ድማ ኣርኢ። (th መጽናዕቲ 11)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ንሓድሽ ኣገልግሎት ዓመት ሸቶ ኣውጽእ—ዝያዳ ዓየይቲ ናብ ዜድልዩሉ ግዓዝ”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ብእምነት ናብ ኣፍ ደገ ዕዮ እቶ—ዝያዳ ዓየይቲ ናብ ዜድልዩሉ ግዓዝ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
“ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ብኸመይ ከም እትጥቀመሉ”፦ (5 ደቒቕ) ብሓላዊ ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን ዚቐርብ መደረ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ የጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 10 ¶1-7፡ መእተዊ ቪድዮ
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 3ን ጸሎትን