ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ግንቦት ገጽ 10
  • 13-19 ሰነ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 13-19 ሰነ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ግንቦት ገጽ 10

13-19 ሰነ

2 ሳሙኤል 11-12

  • መዝሙር 121ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ዘይግቡእ ትምኒት ኪቈጻጸረካ ኣይትፍቀድ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 2ሳሙ 12:13—የሆዋ ንዳዊትን ንባትሴባን ብሞት ዘይቀጽዖም ስለምንታይ እዩ፧ (it-1 590 ¶1)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ሳሙ 11:1-15 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። በታ ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ዘርእስታ ብሮሽር መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። (th መጽናዕቲ 11)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነታ ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ዘርእስታ ብሮሽር ኣበርክት፡ ብትምህርቲ 01 መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። (th መጽናዕቲ 13)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 05 ነጥቢ 5 (th መጽናዕቲ 15)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 29

  • “ንትምኒታትካ ተቘጻጸሮ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ሽጋራ ብምትካኽ ዕምርኻ ኣይተሕጽር ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 9 ¶10-17

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 64ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ