ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ግንቦት ገጽ 8
  • 30 ግንቦት–5 ሰነ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 30 ግንቦት–5 ሰነ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ግንቦት ገጽ 8

30 ግንቦት–5 ሰነ

2 ሳሙኤል 7-8

  • መዝሙር 22ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “የሆዋ ምስ ዳዊት ኪዳን ኣተወ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 2ሳሙ 8:2—ዳዊት ንሞኣባውያ ምስዓሩ፡ እቲ ኣቐዲሙ እተነገረ ትንቢት ፍጻመኡ ዝረኸበ ብኸመይ እዩ፧ (it-2 206 ¶2)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ሳሙ 7:1-17 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ፡ ምስ እዋናዊ ፍጻመታት ከም ዚሳነ ጌርካ ኸኣ ተግብሮ። እቲ ብዓል ቤት ንዘበገሶ ርእሰ ነገር እትምልስ መጽሔት ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 13)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር፡ ምስ እዋናዊ ፍጻመታት ከም ዚሳነ ጌርካ ኸኣ ተግብሮ። መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብናጻ ኸም እንመርሕ ግለጽ፡ ካርድ ኣድራሻ jw.org ድማ ሃብ። (th መጽናዕቲ 18)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 04 ጽማቝን ክለሳን ሸቶን (th መጽናዕቲ 8)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 91

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (10 ደቒቕ)

  • “ንእዋናዊ ፍጻመታት ኣብ ኣገልግሎትካ ተጠቐመሉ”፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 8 ¶23-27፡ ሳጹን 8ለ

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • ንኣኼባ ዞባ 2022 እተዳለወት ሓዳስ መዝሙርን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ