ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ግንቦት ገጽ 4
  • 16-22 ግንቦት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 16-22 ግንቦት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ግንቦት ገጽ 4

16-22 ግንቦት

2 ሳሙኤል 1-3

  • መዝሙር 103ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ካብቲ ‘ቐስቲ’ ዚብሃል ልቕሶ እንታይ ንምሃር፧”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 2ሳሙ 1:26—ዳዊት ንዮናታን “ሓወይ” ዝበሎ ስለምንታይ እዩ፧ (it-1 369 ¶2)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ሳሙ 3:1-16 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 3)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብናጻ ኸም እንመርሕ ግለጽ፡ ካርድ ኣድራሻ jw.org ድማ ሃብ። (th መጽናዕቲ 20)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 04 ነጥቢ 5ን ገሊኦም ከምዚ ይብሉን (th መጽናዕቲ 19)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 107

  • “ፍቕሪ . . . ብዓመጻ ኣይትሕጐስን”፦ (7 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ፍቕሪ እንታይ ምዃና ዘክር—ብዓመጻ ኣይትሕጐስን ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • “ፍቕሪ . . . ኵሉ ተስፋ ትገብር”፦ (8 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ፍቕሪ እንታይ ምዃና ዘክር—ኵሉ ተስፋ ትገብር ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 8 ¶8-15፡ ሳጹን 8ሀ

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 16ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ