25 ሚያዝያ–1 ግንቦት
1 ሳሙኤል 25-26
መዝሙር 130ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ከይሓሰብካ ዲኻ ስጕምቲ እትወስድ፧”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
1ሳሙ 25:18, 19—ኣቢጋይል ንርእስነት ሰብኣያ ተኽብር ነይራ ኽንብል እንኽእል ስለምንታይ ኢና፧ (ia 79 ¶16)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ሳሙ 25:1-13 (th መጽናዕቲ 2)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
“ኣብ ኣገልግሎት ሓጐስካ ወስኽ—ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስካ ምስ የሆዋ ብሕታዊ ርክብ ኪምስርቱ ሓግዞም”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስካ ምስ የሆዋ ብሕታዊ ርክብ ኪምስርቱ ሓግዞም ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 04 ነጥቢ 4 (th መጽናዕቲ 9)
ክርስትያናዊ ህይወት
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 7 ¶16-23
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 129ን ጸሎትን