ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 መጋቢት ገጽ 4
  • 21-27 መጋቢት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 21-27 መጋቢት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 መጋቢት ገጽ 4

21-27 መጋቢት

1 ሳሙኤል 16-17

  • መዝሙር 7ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “እቲ ውግእ ናይ የሆዋ እዩ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 1ሳሙ 16:14—ሳኦል ካብ የሆዋ ‘ኽፉእ መንፈስ መጺእዎ’ ኺብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ (it-2 871-872)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ሳሙ 16:1-13 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ፦ (2 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 11)

  • ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ፦ (3 ደቒቕ) ቅድሚ ሕጂ ንዝመስከርካሉ መሳርሕትኻ፡ መማህርትኻ ወይ ዘመድካ ዓድሞ። (th መጽናዕቲ 2)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ንሓደ ወረቐት ዕድመ እተቐበለን ተገዳስነት ዘርኣየን ተመላሊስካ ምብጻሕ ግበረሉ። (th መጽናዕቲ 4)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ንሓደ ወረቐት ዕድመ እተቐበለን ተገዳስነት ዘርኣየን ተመላሊስካ ምብጻሕ ግበረሉ። ናብ ወብሳይትና ምርሓዮ። (th መጽናዕቲ 20)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 150

  • “ኣብ የሆዋ እንእመነሉ ሰለስተ መገዲ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ መስጐጕቲ እንፈርሃሉ ምኽንያት የብልናን ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 6 ¶7-13፡ ሳጹን 6ሀ

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 70ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ