ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ጥሪ ገጽ 15
  • 28 ለካቲት–6 መጋቢት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 28 ለካቲት–6 መጋቢት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ጥሪ ገጽ 15

28 ለካቲት–6 መጋቢት

1 ሳሙኤል 9-11

  • መዝሙር 121ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ሳኦል ኣብ ፈለማ ትሑት እዩ ነይሩ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 1ሳሙ 9:9—ትርጉም እዘን ቃላት እዚአን እንታይ ኪኸውን ይኽእል፧ (w05 15/3 22 ¶8)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ሳሙ 9:1-10 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • “ኣብ ኣገልግሎት ሓጐስካ ወስኽ—ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ ካብ ሕማቕ ዕርክነት ኪርሕቁ ሓግዞም”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስካ ኻብ ሕማቕ ዕርክነት ኪርሕቁ ሓግዞም ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ) w15 15/4 6-7 ¶16-20—ፍረ ነገር፦ ንኻልኦት ዕዉት ብዝዀነ መገዲ ንምስልጣን ዚሕግዝ ነጥብታት (th መጽናዕቲ 19)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 37

  • ዓመታዊ ጸብጻብ ኣገልግሎት፦ (15 ደቒቕ) ብሽማግለ ዚቐርብ መደረ። ካብ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር እተላእከ ምልክታ ዓመታዊ ጸብጻብ ኣገልግሎት ምስ ኣንበብካ፡ ዓሚ ኣብ ኣገልግሎት ዜተባብዕ ተመክሮ ንዝረኸቡ ኣቐዲምካ ንዝሓረኻዮም ኣስፋሕቲ ቓለ መጠይቕ ግበረሎም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 5 ¶9-16

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 36ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ