ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ጥሪ ገጽ 14
  • 21-27 ለካቲት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 21-27 ለካቲት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ጥሪ ገጽ 14

21-27 ለካቲት

1 ሳሙኤል 6-8

  • መዝሙር 9ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ንጉስኩም መን እዩ፧”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 1ሳሙ 7:3—እዛ ፍቕዲ ብዛዕባ ኣድላይነት ንስሓን ለውጥን እንታይ ትምህረና፧ (w02 1/4 12 ¶13)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ሳሙ 7:1-14 (th መጽናዕቲ 2)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። እቲ ብዓል ቤት ንዘበገሶ ርእሰ ነገር እትምልስ መጽሔት ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 12)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ናብ ኣኼባታትና ዓድሞ። (th መጽናዕቲ 18)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lffi ትምህርቲ 03 ጽማቝን ክለሳን ሸቶን (th መጽናዕቲ 20)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 28

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (10 ደቒቕ)

  • “ኣብ መጋቢት ወይ ሚያዝያ ሓጋዚ ፈላሚ ዄንካ ኸተገልግል ዲኻ፧”፦ (5 ደቒቕ) ኣብ ናይ ጥሪ-ለካቲት 2021 ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ ኣብ ገጽ 16 ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ክፍሊ 2፡ ምዕ. 5 ¶1-8፡ መእተዊ ቪድዮ

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 63ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ