ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ሕዳር ገጽ 14
  • 27 ታሕሳስ 2021–2 ጥሪ 2022

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 27 ታሕሳስ 2021–2 ጥሪ 2022
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ሕዳር ገጽ 14

27 ታሕሳስ–2 ጥሪ

መሳፍንቲ 13-14

  • መዝሙር 134ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ወለዲ ኻብ ማኖኣን ሰበይቱን እንታይ ኪምሃሩ ይኽእሉ፧”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • መሳ 14:2, 3—እታ ፍልስጥኤማዊት ንሲምሶን ‘ኣብ ኣዒንቱ ባህ ዝበለቶ’ ብኸመይ እያ፧ (w05 15/3 26 ¶1)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) መሳ 14:5-20 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • “ኣብ ኣገልግሎት ሓጐስካ ወስኽ—ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ ሓግዞም—ብመንፈሳዊ መዳይ ንርእሶም ኪምግብዋ”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ ሓግዞም—ብመንፈሳዊ መዳይ ንርእሶም ኪምግብዋ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lffi ትምህርቲ 02 ጽማቝን ክለሳን ሸቶን (th መጽናዕቲ 17)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 110

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 2 ¶10-18

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 118ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ