20-26 ታሕሳስ
መሳፍንቲ 10-12
መዝሙር 127ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ይፍታሕ—መንፈሳዊ ሰብኣይ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) መሳ 10:1-18 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ንምጅማር፡ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ፧ ዘርእስታ ትራክት ተጠቐም። (th መጽናዕቲ 1)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ንብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 4)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lffi ትምህርቲ 02 ነጥቢ 5 (th መጽናዕቲ 3)
ክርስትያናዊ ህይወት
ካብ ንእስነትካ ንየሆዋ ተወፊኻ ምንባር፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተት፦ እዛ ቪድዮ እዚኣ፡ ስልጠና ብዛዕባ ዘለዎ ጥቕሚ እንታይ ትምህረካ፧ ካብ ንእስነትካ ንየሆዋ ውፉይ ብዛዕባ ምዃን እንታይ ትምህረካ፧ ውድብ የሆዋ ኽትጥቀመልካ ገዛእ ርእስኻ ቝሩብ ብዛዕባ ምዃን እንታይ ትምህረካ፧
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 2 ¶1-9፡ መእተዊ ቪድዮ
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 28ን ጸሎትን