ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ሕዳር ገጽ 10
  • “በዚ ሓይልኻ እዚ ኺድ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “በዚ ሓይልኻ እዚ ኺድ”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ተባዕን ጥንቁቕን
    ብትብዓት ምስ ኣምላኽ ተመላለስ
  • “ሴፍ የሆዋን ጊዴዎንን!”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2005
  • ኣቱም ሽማግለታት፡ ካብ ጊዴዎን ተምሃሩ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
  • ትሕትና ኻብ ኵርዓት ትበልጽ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ሕዳር ገጽ 10
ጊዴዎንን ሰቡን ፋናታትን መለኸትን ሒዞም ይጭርሑ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

“በዚ ሓይልኻ እዚ ኺድ”

የሆዋ ንጊዴዎን ከቢድ ዕዮ ሃቦ (መሳ 6:2-6, 14)

ጌዴዎን ዘይበቅዕን ዘይረብሕን ኰይኑ ተሰምዖ (መሳ 6:15፣ w02 15/2 6-7)

ጌዴዎን፡ የሆዋ ብዝሃቦ ሓይሊ ተዓዊቱ (መሳ 7:19-22፣ w05 15/7 16 ¶3)

ክልተ ኣሕዋት ኣብ ወፍሪ ኣገልግሎት ናብ ሓንቲ ሰበይቲ ይቐርቡ። እቲ ሓደ ሓው ኣብ ብሽክለታ ስንኩላን ኮፍ ኢሉ እቲ ኻልእ ሓው ድማ ይደፍኦ።

የሆዋ በቲ ዘሎና ሓይሊ ተጠቒምና ኸነምልኾ ይደልየና እዩ። ኣብ ዜድልየና ዘበለ ዕዉታት ክንከውን መንፈስ ቅዱሱ ይሕግዘና እዩ።—ኢሳ 40:30, 31።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ