ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ሕዳር ገጽ 6
  • 22-28 ሕዳር

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 22-28 ሕዳር
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ሕዳር ገጽ 6

22-28 ሕዳር

መሳፍንቲ 1-3

  • መዝሙር 126ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ታሪኽ ትብዓትን ጕርሕን”፦ (10 ደቒቕ)

    መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • መሳ 2:10-12—እዚ መለበሚ ዝዀነና ብኸመይ እዩ፧ (w05 15/1 24 ¶7)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) መሳ 3:12-31 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • “ኣብ ኣገልግሎት ሓጐስካ ወስኽ—ብጸሎት ሓገዝ የሆዋ ተቐበል”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ደቀ መዛሙርቲ ብምግባር ተሓጐስ—ሓገዝ የሆዋ ተቐበል—ብጸሎት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lffi ትምህርቲ 02 መእተውን ነጥብን 1-3 (th መጽናዕቲ 11)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 53

  • ዓርኪ የሆዋ ኹን—ኣብ ኣገልግሎት ንፉዕ ኩን፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ኣቐዲምካ ዝሓረኻዮም ቈልዑ ናብ መድረኽ ዓዲምካ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ንኣገልግሎት ክንዳሎ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ ትርኢትና ግቡእን ትሕትና ዜርእን ኪኸውን ዘለዎ ብኸመይ እዩ፧ ኣብ ኣገልግሎት፡ ስነ ስርዓት ክንገብር ዘሎና ብኸመይ ኢና፧

  • “ንኣኼባ ኣገልግሎት ወፍሪ ዚኸውን ግብራዊ ምኽሪ”፦ (10 ደቒቕ) ብሓላው ኣገልግሎት ዚግበር ምይይጥ። ንኣገልግሎት ወፍሪ ቕድሚ ሰዓቱ ኺበጽሑ ኣገዳሲ ዝዀነሉ ምኽንያት፡ ሓሳብ ኪህቡ ንሰማዕቲ ዓድሞም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr “ካብ ኣመሓዳሪ ኣካል እተላእከት ደብዳበ”ን መግለጺ ፍሉይ መዳያት እዛ መጽሓፍን

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 95ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ