15-21 ሕዳር
እያሱ 23-24
መዝሙር 50ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ናይ መወዳእታ ምሕጽንታ እያሱ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
እያ 24:2—ታራ ኣቦ ኣብርሃም፡ ጣኦታት ዜምልኽ ድዩ ነይሩ፧ (w04 1/12 12 ¶1)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) እያ 24:19-33 (th መጽናዕቲ 11)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 2)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ንብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 20)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lffi ትምህርቲ 01 ጽማቝን ክለሳን ሸቶን (th መጽናዕቲ 3)
ክርስትያናዊ ህይወት
ኣብ ስራሕ ሕማቕ ዕርክነት ኣወግድ፦ (7 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ተኣማንነትካ ዜዳኽም ዘበለ ኣወግድ—ሕማቅ ዕርክነት ዘርእስታ ድራማዊት ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ነታ ሓብቲ ኣብ ስራሓ ዝነበራ ሕማቕ ዕርክነት እንታይ ኣሉታዊ ጽልዋ እዩ ኣሕዲሩላ፧ እንታይ ለውጢ እያ ገይራ፧ እዚኸ ብኸመይ ሓጊዝዋ፧ እዛ ድራማዊት ቪድዮ፡ ሕማቕ ዕርክነት ብዛዕባ ምውጋድ እንታይ ትምህረካ፧
ዘይተጸበኻዮም ሰባት ኣዕሩኽ ኪዀኑኻ ይኽእሉ፦ (8 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተት፦ ንኣኪል ኣብ ቤት ትምህርቲ ሕማቕ ዕርክነት ኪምስርት ዝገበሮ እንታይ እዩ፧ ኣብ ጉባኤ ጥዑይ ዓርኪ ዝረኸበ ብኸመይ እዩ፧ እዛ ድራማዊት ቪድዮ፡ ጥዑያት ኣዕሩኽ ብዛዕባ ምርካብ እንታይ ትምህረካ፧
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ኣብ ገጽ 317 ዘላ ሳጹን
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 120ን ጸሎትን